#ታሪኻዊ_ምረቓ
መንፈሳዊ ኮሌጅ ቅዱስ ፍሬምናጦስ ኣባ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ንዘመናት ብተንኮል ክብሩ ተመንጢሉ ታሪኹ ተረጊፁ ይነብር ዝነበረ #መንበረ_ሰላማ ናብ ክብሩ ድሕሪ ምምላሱን ድሕሪ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተኣወጀ ፅንተትን ንፈለማ ጊዜ ከመርቕ እዩ።
እዚ መንፈሳዊ ኮሌጅ ዘመርቖም ብዲግሪ፣ ብዲፕሎማ፣ ብትርጓሜ መፃሕፍቲን ብቋንቋ ግእዝ ብሰርቲፊኬት ዝተመደበሎም ትምህርቲ ብዝግባእ ዝዛዘሙ እዮም።
እቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ሰነ 29/2016 ዓ/ም ብፁዓን ሊቃነ ጳጳሳት፣ ሊቃውንቲ ቤተ ክርስቲያንን ህዝበ ክርስቲያንን ኣብ ዝተረኸቡሉ ብድምቀት ክፍፀም እዩ።
ተመረቕቲ እንቋዕ ደስበለኩም!
#ጽዮን_ሚድያ
#ታሪኻዊ_ምረቓ
by System Administrator -
Discuss this topic
(0 replies so far)